
To help keep our community authentic, we're showing information about accounts on Linktree.
ሓቂ ንማንም! has been a member of Linktree for 1 year and joined in July 2025. Resources beckham8 has populated their site with include: • ሙሴን መሓመድን ዘይመሳሰሉሉን 50 ነጥብታት። ብዓብዳት ከማል • Beckham Neamn • ብሓቂ ኣስላም ንመሓመድ ኣየምልኽዎን ድዮም፥ ብዓብዳት ከማል • ቃል ኣምላኽ ክንብል እንኮለና እንታይ ማለት እዩ። • ስነ-መለኮት [ቲዮሎጊያ] ኣብ ሕይወት ነፍሲ ወከፍ ክርስቲያን ኣገዳሲ እዩ። ብዓወት መንግስተኣብ • * መጽሓፍ ቅዱስ ማለት ኣምላኽ ኣስተንፊስዎም ብመንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ ቅዱስ ጽሑፍ፣ ንሱ በይኑ ኣብ እምነትናን ተግባራትናን ስልጣን ከም ዘለዎ ባዕሉ ቃል ኣምላኽ ንጹር ጌርዎ ኣሎ። * ብደራጃ ቃል ከምኡውን ብደረጃ ጽሑፍ ንሱ ማለት ቃል ኣምላኽ ጌጋ ኣልቦ እዩ። • ኣምላኽ ነቶም ሰባት ጸሓፍቲ ነቲ ናቶም ወልቃዊ ቅዲ ኣጸሓሕፋን ኣገባብን ተጠቒሙ፣ መሪሑ ነቲ ክብሎ ዝደለየ ብምባል (ብዘይ ጌጋ) • ባህሊ ክርስትና ምስልምና! ብዓብዳት ከማል • 1.1. ቅድሚ እምነት እስልምና ዝነበሩ ኣዕራብ ቅድሚ ምምጻእ እምነት እስልምና ኣብ ምድሪ ኣዕራብ እንተወሓደ ኣርባዕተ ዓይነት ሃይማኖታዊ ጉጅለታት ነይሮም፤ • ስም መሓመድ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፥ ብዓብዳት ከማል • መለኮታዊነት ኢየሱስ ዘረጋግጽ ስም። ብዓብዳት ከማል • ደራሲ ቁርኣን ብዛዕባ ክርስትያናዊ ስነ-መለኮት ዘለዎ ግጉይ ኣረኣእያ፥ ብዓብዳት ከማል • ቁርኣን ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፥ ብዓብዳት ከማል • ቁርኣን ብዛዕባ ኢየሱስ እንታይ ይብል፥ ብዓብዳት ከማል • ኣብ መልአኽቲ ገላትያ ምዕራፍ 3 ጥቕሲ 26ን 27ን ሕድገት ሓጥያት ብጥምቀት ናይ ማይ ይርክብ እዩ ወይ ሓደ ኣካል ኣብ ማይ ከይተጠመቐ ዳግም ውልደት ኣይከናወን እዩ" ዝብል ምህሮ ይድግፍ ድዩ፥ ብቤክሃም ንኣምን • ብ መሰረት ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 22 ጥቕሲ 16 "ሕድገት ሓጥያት ብጥምቀት ናይ ማይ ይርክብ እዩ ወይ ሓደ ኣካል ኣብ ማይ ከይተጠመቐ ዳግም ውልደት ኣይከናወን እዩ" ዝብል ምህሮ ይድግፍ ድዩ፥ ብቤክሃም ንኣምን • ብ መሰረት ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 2 ጥቕሲ 38ን 39ን "ሕድገት ሓጥያት ብጥምቀት ናይ ማይ ይርክብ እዩ ወይ ሓደ ኣካል ኣብ ማይ ከይተጠመቐ ዳግም ውልደት ኣይከናወን እዩ" ዝብል ምህሮ ይድግፍ ድዩ፥ ብቤክሃም ንኣምን • ብ መሰረት ወንጌል የውሃንስ 3፣5 "ሕድገት ሓጥያት ብጥምቀት ናይ ማይ ይርክብ እዩ ወይ ሓደ ኣካል ኣብ ማይ ከይተጠመቐ ዳግም ውልደት ኣይከናወን እዩ" ዝብል ምህሮ ይድግፍ ድዩ፥ ብቤክሃም ንኣምን • ብ መሰረት ማሪቆስ ምዕራፍ 16 ጥቕሲ 16 "ሕድገት ሓጥያት ብጥምቀት ናይ ማይ ይርክብ እዩ ወይ ሓደ ኣካል ኣብ ማይ ከይተጠመቐ ዳግም ውልደት ኣይከናወን እዩ" ዝብል ምህሮ ይድግፍ ድዩ፥ ብቤክሃም ንኣምን • ቛንቛታት ምጽላይ እንታይ እዩ፥ ኣበዚ ግዜ እዚ’ኸ ኣሎ ድዩ፥ ነዚ ዝይምቕባሉ ኸ እንታይ ዕንወት የምጽእ፥ ብቤክሃም ንኣምን • ንግስነት ሽሓዊት መንግስቲ ወይ መንግስቲ ሽሕ ዓመት ማለት እንታይ ማለት እዩ፥ ብቤክሃም ንኣምን • ምንጣቕ እንታይ ማለት እዩ፥ ብቤክሃም ንኣምን • ካብ ላዕሊ ምውላድ ወይ ዳግም ምውላድ እንታይ ማለት፥ ብቤክሃም ንኣምን • ማቲዎስ ናብ የሱስ 2 ኣጋንንቲ ዝሓዞም ከም ዝመጽዎ ጸሓፈ{ወ.ማ 8፣28-34} ሉቃስን{ወ.ሉ 8፣26-39} ማሪቆስን{ወ.ማ 5፣1-20} ድማ 1 ጋኔን ዝሓዞ ከም ዝመጾ ጸሓፉ፣ እዚ ቅራኔ(contradiction)ድዩ፥ ብቤክሃም ንኣ • ኤክሰገሲስ ማለት ጥንቁቕን ገላጽን ኣገባብ ኣተራጉማ ኮይኑ ንመጽሓፍ ቅዱስ ብመስረት ቦኽሪ ጽሑፍ ታሪኻዊን ሰዋስዋውን ስነጽሑፋውን ኣገባብ ከትርጎም ከም ዘለዎ ዝገልጽ ኣምር እዩ እዚ ነቲ ጸሓፋይ ናይቲ ጽሑፍ ክጽሕፎ እንከሎ ዝኣመሞ ትርጉም ንምርካብ ዝገበር ጻዕሪ እዩ። ብቤክሃም ንኣምን • መጸሓፍ ቅዱስ ብጥንቃቐን ብትግሃትን ንዘጽንዖ ሰብ ርዱእን ብሩህን እዩ። ብቤክሃም ንኣምን • ንሓሙሽተ መጽሓፍ ሕጊ(ቶራ) ብኸመይ ኣገባብ ኢና እንትርጉሞም፥ ብቤክሃም ንኣምን • 12 ናይ ታሪኽ መጽሓፍቲ ቡሉይ ኪዳን ብኸመይ ኣገባብ ኢና እንትርጉሞም፥ ብቤክሃም ንኣምን • 5 መጽሓፍቲ ቅኔ ወይ ግጥሚ ብኸመይ ኣገባብ ኢና እንትርጉሞም፥ ብቤክሃም ንኣምን • 17 ትንቢታዊ መጽሓፍቲ ቡሉይ ኪዳን ብኸመይ ኣገባብ ኢና እንትርጉሞም፥ ብቤክሃም ንኣምን • መልሲ ንሞስሊም ብዛዕባ ብህለት ክርስትያናት ንምንታይ ሰለስተ ኣምላኽ የምልኹ፥ ብቤክሃም ንኣምን • መልሲ ንሞስሊም ብዛዕባ ብህለት የሱስ ኣምላኽ እንተኾይኑ ንምንታይ ናብ ኣቦ ይጽሊ። ብቤክሃም ንኣምን • መልሲ ንሞስሊም ብዛዕባ ብህለት ኣምላኽ ብኸመይ ሞይቱ። ብቤክሃም ንኣምን • መልሲ ንሞስሊም ብዛዕባ ብህለት የሱስ ንምንታይ ወዲ ኣምላኽ ተባሂሉ ኣምላኽ ሰበይቲ ኣላቶ ድያ። ብቤክሃም ንኣምን • መልሲ ንሞስሊም ብዛዕባ ብህለት "መጽሓፍ ቅዱስ ተበሪዙ እዩ" ብዝምልከት። ብቤክሃም ንኣምን • መልሲ ንሞስሊም ብዛዕባ ናይ የሱስ ክርስቶስ ኣምላኽነት ዝምልከት። ብቤክሃም ንኣምን